ርኸቡና / CONTACT US

ERC logo.png

ኣመልክቱ:

ኤርትራዊያን ስደተኛታት እንተኾይንኩም፡ ከመኡ ውን ሓገዝ ምስ ዘድልየኩም፡ብናይ ፈይስቡክ መልእኽቲ፡ ብኢመይል፡ ብዋትስኣፕ፡ ብናይ ጽሑፍ ወይ ውን ናይ ድምጺ መልእኽቲ ሽግርኩም ብዝርዝር ገሊጽኩም ስጽደዱልና።ኣብዚ ግዜ እዚ፡ ናይ ስልኪ ጻውዒት ኣይንቕበልን ኢና ዘለና። እቲ ዘድልየኩም ሓገዝ፡ ህጹጽ ምስ ዚኸውን ኣብ መጀመርታ ናይ መልእኽትኹም ኣነጺርኩም ክትሕብሩና ብትሕትና ንሓትት።


CONTACT US

If you are an Eritrean Refugee in need of assistance, please send us a Facebook message, email, text message, WhatsApp message or voice message describing the concern. We do not accept phone calls right now. If your concern is an emergency or urgent please make this clear at the start of the message.